Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية
Book of the day

ሓኔታ.pdf


  • word cloud

ሓኔታ.pdf
  • Extraction Summary

ሓምለ ኣብ ክሮውቦሮ ወረዳ ሳሴክስ ዓዲ እንግሊዝ ህቡብ ዝነበረ ጀርመናዊ ስነ ጥበባዊ ሊየደር እትብልን ካልእ ዝፈትዎ ዜማታትን ኣስሚዑኒ ኔሩ። ንሓሳባቱ ዝድግፍ ድዩ ውጽ ኢት ናይ ሓምራዊ መጽናዕቲ እዚ ኢዩ ትርፉ። አይግድስንዩ ግን ብምሉኡቲ ሓቅታት ኣብ መጽሔተይ ኣስፊረዮ ስለ ዘለኹ ህዝቢ ኸፈልጦ ኢዩ። ንኣብነት ሶዲዮም ካርበን ሄምግሎቢን ከኮ ኣብ ቀ ያሕቲ ዋዬ ታት ደም ገረንገራውያን እንስሳታት ዝርከብ ንደም ቀይሕ ሕብሪ ዝህብ ነገር ፎን ቢሽሆፍ ሌፈቭ ሳምሶን ኣብ ጀርመእኔ ብሪጣንያ ፈረንሳ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ ዝነበሩ ናይቲ ዘመን ጸይቀ ዕሉላት ገበነኛታሏ ናይ መጐት ስነ ፍልጠትን ታሪኸን ተመራማሪ ኾይኑ ኣዝዩ በሊሕ ካብ ምንባሩ ዝተላዕለ ሸውዓተ ንቋታት ይመልኽኸ ከም ዝነበረ ይንገረሌ። ሽ ኣማቲ ለበ ብስድራ ቤት ኣማቲ ኣብ ዓዱ መሥኦራ እንግሊዝ ቀዳማይ ቦታ ሒዙ ኸም ዝነበረ ይግለጽ። ኣማውታኣ ኸምዚ ዝስዕብ ኔሩ። ኣብ ማእከላይ ሰሜን ኣመሪካ ዝርከብ ሰፊሕ ምድረ ሳዕሪ ዝኾነ ሰጣሕ ቦታ። ፕረይረ ኣዝዩ ሰፊሕ ከባቢ ኻብ ምኻኑ ዝተላዕለ ብኡ መጠን ምብራቓዊ ዞቦ ፕረይረ ብገረብ ዝተሸፈነ ኸኸውን ከሎ ምዕራባዊ ሸነኸ ሓውሲ ምድረ በዳ ኢዩ። ፕረይረ ዕፉንን ስርናይን ብብዝሒ ዘፍሪ ኸባቢ ኢዩ። ሞርሞንነት ብጆሱፍ ስሚዝ ዝተመስረተ ሃይማኖት ኮይኑ ሓደ ሰብኣይ ሙ ኣብ ሓደ እዋን ብዙሓት ኣንስቲ ኸህልዋኦ የፍቅድ ኔሩ። ጓስካሕካኒ ሴቪል ብናይ ኩርኮራ ከጊ ባከ ተግባር ፍልጥቲ ዝነበረት እስጳኛዊት ከ ኾጀለ ዳናይት ወጩፎ ብበርግሃም ዝእዘዝ ኣዝዩ ምስጢራውን ብወተሃደራዊ መለ ዝተወደበን ጐጅለ እቲ ጐጅለ ንቕዱሳን ዝብሎም መራሕቲ ሞርሞንነት ብዘይ ዝኾነ ሕቶ ተኣዛዚ ኔሩ። ቀንዲ ስራሑ ዘልሓጥ ንዝበሉ ወይ ኣብ ሞርሞርንነት ልቡጥ መርገጺ ንዝነበሮም ሞርሞና ውያን ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ምቕጻዕዩ ኔሩ። ሕነ ዝፈድዩ መላእኸቲ ዝብል ሰም ግን ብኣጋ ኣይሃሰሰን ናይ ነፍሲ ኣድሕን ህድማ ዊኾርዊል ከሀ ኣብ ሕቡራት መንግ ስታት ኣመሪካን ካናዳን መክሲኮን እትርከብ ቡናዊ ዝሕብራ ክንዲ ጉንጓ ትኸውን ዑፍ ኮይና ስማ ካብ ናይ ኣነቓቕዋኣ ድምጺ ዝተወስደ ኢዩ። መደምደምታ በ በከ በ ርከበሀ ሸርጻ እዚ ላቲናዊ ሓረግዚ ቃል ብቓል ክትርጐም ከሎ ሰብ ድላዩ ይበል ኣነ ግን ዕጉብየ። ብዓንተቦኡሽኸ ናይ ማህረምቲ ወይ ናይ ማሕነቕቲ ምልክት እንተ ዘይነይሩዎ ብመርዚምበር ብምንታይ ሞይቱ ክብሃልዩ እቲ ሰብ።

  • Cosine Similarity

ንሱ ኣብ ታሪኸ ስነ ጽሑፍ እንግሊዝኛ ብዝያዳ ህቡብ ክኸውን ዝኸኣለ ንሸርሎክ ሆልመስ ዝብሃል ጠባይ ከም ሓደ ናይ ገበናዊ ስለያ ኸኢላ ምስ ፈጠሮ ኢዩ። ኣብ ከምዚ ኹነታት ነቲ ዳሕረዋይ ኣማራጺ ብምውሳድ ነቲ ሆቴል ሓዲገ ኣብ ሓደ ዘየጃህር ሕስር ዝበለ ኸባቢ ኸነብር ወሲነ ልክዕ ናብዚ ውሳኔዚ ኣብ ዝበጻሕኩሉ መዓልቲ ኣብ ኣፍ ደገ ባር ክራይቲርዮን ጠጠው ኢለ ኸለኹ ሓደ ሰብ ኣብ ዝባነይ ጠፍ ኣበለኒ። ምኸንያቱ እቲ ደም ቀሩሩብ ሰዓታት እንተ ጸኒሑ እቲ መርመራ ፋይዳ የብሉን እዚ ናይ ሕጂ ፈተነ ግን እቲ ደም ሓድሽ ይኹን ዝጸንሐ ፍልልይ ኣየምጽእንዩ። ክዳውንቲ ረ ቡናዊ ምልክታት ይርከቦ እዚ ምልክትዚ ግን ናይ ምንታይ እዩ ናይ ደም ድዩ ናይ ሓመድ ናይ ምራተ ድዩ ናይ ፍረታት ናይ ምንታይ ከም ዝኾነ ፍሉጥ ኣይኮነን ስለምንታይ ዝብል ሕቶ ኸኣ ንኸንደይ ክኢላታት ጋን ዝሰርሐ ኢዩ። ሓደ ሓደ ጊዜ ኣብ ስነ ቐመማዊ ቤተ ምርምር ሓደ ሓደ ጊዜ ኸኣ ሬሳ ኣብ ዝፍተሸሉ ኸፍሊ ይውዕል። እዞም መንነቶም ዘይፈለጥኩዎም ሰባት ኣብ ዝመ ጽሉ ዝነበሩ እዋን ሆልመስ ኣብ ሳሎን ክረኸቦም ጻነ ይሓትኒ ስለ ዝነበረ ኣብ መደቀሲ ኸፍለይ እኣቱ ኔረ« ኣብ ጸገም ከም ዘውደቐኒ ተረዲኡ ድማ እዞም ሰባት ዓማዊለይ ስለ ዝኾኑ ነዚ ሳሎን ከም ናይ ስራሕ ቦታ ኸጥቀመሉ እየ ብምባል ይቕሬታ ይሓተኒ ኔሩ« ሕጂውን ምሹው ኣጋጣሚ ረኺበ ኸለኹ ስራሑ እንታይ ምኽኳኑ ኸሓቶ እኸእል ኔረ። እቲ ጸሓፋይ ካብ ቅጽበታዊ ስምዒት ፈርፈርታ ናይ ጭዋዳ ወይ ቄላሕታ ናይ ዓይኒ ኣብ መዓምምሞች ኣእምሮ ናይ ሓደ ሰብ ዘሎ ሓሳባት ክፈልጥ እኽእልየ። እንታይን ኣበይን ክጥምት ከም ዘለዎ ድማ ይምህር ካብ ጽፍሪ ናይ ሓደ ሰብ ካብ ገጽ ካብ ኳሌታኡ እድገ ጁፍባኡ ጫማታቱ ምሕማሐ ስረኡ ኣብ ኣጻብዕቱ ዝርአ ጽዖት ወዘተ ካብዞም ነገራት እዚኣቶም ሓደ ሰብ እንታይ ከም ዝሰርሕ ብን ጽር ይገሃደልና። ክልተ ዝተደ ኸልተ ኣርባዕተ ኸም ዝኾነ ርግጸኛኳ እንተ ኾንክ ኽተረጋግጾ እንተ ትሕተት ግን ምተጸገምካ ኔርካ እቲ ሰብኣይ ገና ኣብ ስግር ጽርግያ ኸሎ ጥራይ ጐሊሑ ዝርአ ሰማያዊ መልሕቕ ኣብ ቅልጽሙ ተወቂጡ ኸም ዝነበረ ኽስተውዕል ክኢለ። ሆልመስ እሞ ንኺድምበር ነቲ ኸፍሊ ንርኣዮ ድሕሪ ምባልእቲ ኣብ ገጹ ናይ ምድናቕ ስምዒት ዝርአ ዝነበረ ግረግሰን እናሰዓቦ ናብቲ ገዛ ገጹ ሰጐመ። ከምቲ ኣብ ድሩቕ ገጹ ን ዝነበረ ንጀምታ ዘመልክት ዝመስል ናይ ራዕዲ ትርኢት ግን ኣብ ገጽ ዝኾነ ሰብኣዊ ፍጡር ርእየዮ ዘይፈልጥ ኔሩ። በለና ዓቢ ዓወት ከም ዘመዝገበ ኣብቲ መንደቕ ተጠቂዑ ዝነበረ ወረቓቕቲ ኣብ ብዙሕ ቦታ ተቐላሊጡ ኸም ዝነበረ ተገሊጹ ኔሩ። መጀመርያ ዝተዓዘብኩዎ ኣብ ጥቓ ተረተር ናይቲ መንገዲ ኣጋር ኣብ ክልተ ቦታ ዝነበረ ኣሰር መንኩርኩር ናይ ሰረገላ ኢዩ። ኣሸበሸብ ኣብ ግምተይ ጌጋ ኸይህልወኒ ግን ካልእ ናይ መረጋገጺ ብልሓት ተጠቼመ ሓደ ሰብ ኣብ መንደቕ ክጽሕፍ ከሎ ባህረቱ በ ዘርህ ካብ ፊት ኣዒንቱ ልዕል ኢሉ ኣብ ዘሎ ቦታ ኸጽሕፍዩ ዝመርሖ። ካልእ ሕንቅልሕንልቅሊተይ ዝኾነኻ ነገር እንታይ ኣሉ አጻፍሩን ትሪኪኖፖሊ ሲጋርንከ እቲ ኣብ መንደቕ ዘሎ ጽሑፍ ሓደ ሰብ ናይ ኣመልካቲቶ ኣጻብዕቱ ጽፍሪ ኣብ ደም ጠሚዑ ዝጸሓፎ ኢዩ። እዞም ክልተ ሰባት ብሓቂ ኸልተ እንተ ኔሮም ከመይ ኢሎም ናብዚ ሰብ ዘይነበሮ ቦታ መጺኦም ሒዙዎም ዝመጸ በዓል ሰረገላ ናበይ ኣቢሌ ሓደ ንኻልእ ሰብ ከመይ ጌሩ መርዚ ኸወስድ ከገድዶ ይኽእል እቲ ደም ካበይ መጺኡ ስርቂ ካብ ዘይተፈጸመ ዕላማ ናይቲ ቕትለት እንታይ ኔሩ እታ ኻትም ናይ ጓለንስተይቲ ብኸመይ ኣብኡ ኸትጸንሕ ክኢላ ልዕሊ ኹሉ ድማ እቲ ኻልኣይ ሰብ ቅድሚ ምውጻኡ ስለምንታይ ክጾልርዝብል ናይ ጆርመን ቃል ጽሒፉ እዚ ኹሉ ሓቅታትዚ በየናይ መንገዲ ኸላገብ ከም ዝኸእል ምፍላጡ ሓርቢቱኒ ኢዩ ዘሎ። ካብ ሰዓት ዓሰርተ ኸሳብ ሽዱሽተ ናይ ንግሆ ኣብ ዝነበረ እብረ እየ ኔረ። ኣብ ሓንቲ ኻብዘን ኣብ ጀርዲን ላውሪስቶን ዘለዋ ኸልተ ገዛውቲ ሰፊሩ ዝነበረ ሰብ ብሕማም ቲፎ ኻብ ዝመውት ንደሓር ሰብ ከም ዘይኣተወን ስለ ዝፈልጥ ብመስኮት ብርሃን ምስ ረኣኹ ብቐጥታ ገለ ነገር ከም ዘሎ ጠርጢረ። እንታይ ማለትካ ኢዩ እቲ ፖሊስ ቀሩሩብ ግይጽ ድሕሪ ምባል ካብቲ ገዛ ኸወጽእ ከለኹ ኣብ ጥቓቲ ኣፍ ደገ ኣብ ዘሎ ሓጹር ተጸጊዑ ሓደ ብስኸራን ጢን ዝተሰርሐ ሰብ ሳንቡኡ ኸትኩስ ክሳብ ዝቐርብ ክደርፍ ጸኒሑኒ። ኣብ ጉዳይና ተጸሚድና እንተ ዘይንነብር ኣብ መደበር ፖሊስ ተሓቢሱ ምሓደረ ኔሩ ክብል መለሰ ኣብ ክዳኑ ወይ ገጽ ገለ ነገር ኣየስተውዓልካን ሓተቶ ሆልመስ ብዓቕሊ ጽበት። ብዓንተቦኡኸ ናይ ማህረምቲ ወይ ናይ ማሕነቕቲ ምልክት እንተ ዘይኔሩዎ ብመርዚምበር ብምንታይ ሞይቱ ኸብሃልዩ እቲ ሰብ ኣብቲ ምድሪ ቤት ፈሲሱ ዝነበረ ደም ግን ናይ መን ክኸውን ይኸእል ናይ ጐነጽ ምልክት ይኹን እቲ ግዳይ ንተቓዋሚኡ ክጐድኣሉ ዝኸእል መሳርሒ ኸኣ ኣይነበረን። ሓቂ ኸዛረብ እንተ ኾይነ ኸምኡ ኢዩ እቲ ጉዳይ ድሕሪ ናይ ኣፍጋኒስታን ተመኩሮይ ክጻወሮ ኢዩ ዝግ ብኣኒ ኔሩ። ብድሕሪኡ እንታይ እዩ ኸገብር ረኺበ ዝብል ሰብ እንተሎ ኣብ ናይ ምሸት ጋዜጣ ኢዩ ብተስፋ ሃሰስ ክብል። ሬሳ ኣቶ ድረበር ካብ ኢዩስቶን ብዙሕ ማይላት ርሒቹ ኣብ ዝርከብ ጐደና ብሪክስቶን ኣብ ሓደ ሰብ ዘይነበሮ ገዛ ኸም ዝተረኸበ ኸሳብ ዝግለጽ ግን ብዛዕባ ኸልቲኦም ዝፍለጥ ነገር ኣይነበረን። እዚ ግን ናይ ዜ ጉዳይ ጥራይ እዩ። እቲ ዝሓሸ መንገዲ ኸኣ ንሱ ኢዩ። ብዛዕባታ ሽምዓ እቲ ደም ኣብ መንደቕ ዝነበረ ጽሑፍ እታ ኻትም ዝብል ሕቶታት እንተ ኾይኑ ግን ኩሉ ንኸትትል ናይ ፖሊስ ግጉይ ኣንፈት ከም ዝሕዝ ንምግባር ዝዓለመ ሜላ ኢዩ ኸኸውን ዝኸእል። ፍ ካልኣይ ክፋል ናይ ቅዱሳን መሬት ምዕራፍ ሓደ ኣብቲ ዓቢ ናይ ኣልካሊ ጐልጐል ኣብ ማእከላይ ክፋል ናይ ክፍለ ዓለም ሰሜን ኣመሪካ ስልጣኔ ንኸይድንፍፅ ንዓመታት ዓንቂጹ ዝጸንሐ ኣዝዩ ኣጻምእ ዝኾነ ምድረ በዳ ይርከብ ካብ ሲየራ ኔቫዳ ንኔብራስካ ከምኡውን ኣብ ሰሜን ካብ ዝርከብ ፈለግ የሎውስቶን ንደቡብ ናብ ኮሎራዶ ዘሎ ቦታ ጽምዋ ዘጥቅዖ ባድም ዞባ ኢዩ። ንሰሜን ንምብራቕ ንምዕራብ ተከሩ ድሕሪ ምጥማት እቲ ኹሉ ኸርተቱ ኣብ መፈጸምታኡ ኸም ዝበጽሐን ኣብቲ ሓርፋፍ ከውሒ ኸመውት ምኻኑን ተገንዘበ ኣብዚ ይኹን ድሕሪ ዕስራ ዓመት ኣብ ልስሌስ ዓራት ኩሉ ሞትዩ ኢሉ ብምጐርምራም ኣብ እግሪ ሓደ ዓቢ ደንጐላ ረፈጥ በለ። እቲ ነገር ከምኡ ኢዩ ዝመስል። እቲ ሰፊሕ ስንጭሮ ናይ ዩታህ ብርሃን ጸሓይ ዓሊቡዎ ኣብ ትሕቲኦም ተሰጢሑ ምስ ረኣዩዎን ካብ ኣፍ መራሒኦም እዚ እቲ ቕዱስ መሬትዩ እዚ ኹሉ ሄክታራት ድንግል መሬት ድማ ንዘለኣለም ናትና ኢዩ ዝብላ ቓላት ምስ ሰምዑን ግን ተምበርኪኹ ካብ መዓምሞ ልቡ ዘይጸለየ ሰብ ኣይነበሮምን። ኣብ ሉሲ ፌርየር እንተ መጺእና ድማ ኣብ መጻኢ ህይወታ ዘስዓበቶ ጽልዋ ንበይኑ ገዲፍና ኸም ፍልይቲ ኣጋጣሚ ጥራይ እንተ ወሲድናያ ዓቢ ግምት ዝወሃባ ኸም ዝነበረ ንርዳእ። ስለዚ ነፍስ ወከፍ ሰብ ካብ ጐረቤቱ ይሰግእ ኔሩ ጥራይ ዘይኮነ በጨቕ ኢሉ ናይ ልቡ ዝዛረብ ዋላ ሓደ ሰብ ኣይነበረን። እቲ ናይ ሕማቕ ፋል ምልክት ዝኾነ ጽርታት ሓንሳብ ኣብ መንደቕ ሓደ ጊዜ ኣብ ምድሪ ቤት ሳሕቲ ድማ ኣብ ንእስ ዝበለ ወረቓቕቲ ኣብ ኣፍ ደገ ጀርዲን ወይ ኣብ ሓጽር ተቐርቂሩ ይርከብ ኔሩ። ናብ ዘበለ እንተ በለ ኣብ ልዕሊኡ ተንጠልጢሉ ካብ ዘሎ መቕዘፍቲ ከምልጥ ዘይሕሰብዩ ኔሩ። ኢሉ ንየማነ ጸጋሙ ድሕሪ ምጥማት ኣብ ትሕቲአ ሓደ ኣእዳዉን ኣእጋሩን ኣብ መሬት ዘርጊኩ ብኣና ልቡ ኣብ መሬት በጥ ዝበለ ሰብ ረኣየ። ኣብ ገጹ ጽንዓትን ቁራጽነትን ይንበብ ኔሩ« ፌርየር እቲ ኣብ ቅድሚኡ ተገቲሩ ዝነበረ ሰብ እቲ ቼራጽን ተባ ዕን ጀፈርሰን ሆፕ ምኻኑ ምስ ተጋህደሉ ኣብ ዝነበሮ ተዓኒዱ ተረፈ። እቲ ጉዳይ እንታይ ክኸውን ከም ዝኸእል እናሓሰበ ኸሎ ደርጓዕ ዝብል ድምጺ ፈረስ ሰሚዑ ኞሞሊሕ እንተ በለ ሓደ ፈረስ ዝተወጥሐ ሰብ ናብኡ ገጹ ኸመጽእ ተዓዘበ። እኳ ደኣ ሕነ ናይ ምፍዳይ ስምዒቱ ኣብ ልዕሊ መቓብር ጆን ፌርየር ደው ኢሉላ ኻብ ዝነበረ ተካል ለይቲ ብዘይፍለ ኣብ ኣእምሮኡ ይድውል ኔሩ። ይኹንምበር ብናይ ሓንሳብ ቄላሕታ ዝስዕቦም ዘሎ ሰባት ኣብ ክሌቨንድ ኦሃዮ ተሓቢኦም ከም ዘለዉ ኸፈልጥ ክኢሉ ናይ ኣጋጣሚ ነገር ኮይኑ ግን ድረበር ብመስኮት ክቕልቀል ከሉሎ ነቲ ኣብ ጽርግያ ዝህውትት ዝነበረ ሰብ ምስ ረኣዮ ብራዕዲ ተዋሕጠ። ኣብ ሓንቲ ጸባብ ክፍሊ ምስ ኣተና ሓደ መርማሪ ፖሊስ ስም እሱርን ብቕትለቶም ተኸሲሱ ናይ ዘሎ ሰባት ኣስማትን መዝገበ እቲ ሓላፊ ገጹ ጽዕድው ኢሉ ዝኾነ ስምዒት ዘየርኢ ብመካኒካዊ መንገዲ ዝሰርሕ ድንዙዝ ዓይነትዩ ኔሩ። በጋጣሚ ቕድሚ ሩብ መዓልታት ሓደ ኣብ ከባቢ ብሪክስቶን ገዛውቲ ዝርኢ ዝነበረ ሰብ ናይ ሓንቲ ኻብተን ገዛውቲ መፍትሕ ኣብ ሰረገላይ ኣውዲቹ ኔሩ። እዚ ኹሉ ኣብ ኣመሪካ ከርተት ክብል ካብ ዘገልገኩሎም ብዝሕ ዝበሉ ናይ ስራሕ ቦታታት ሓደ ኣብ ላቦራቶሪ ናይ ዮርክ ኮለጅ ከም ናይ ጽሬት ሰራሕተኛን ሓላው ማዕጾን ምግልጋልዩ ኔሩ። ኣብ መጨረሽታ ኸኣ ዝጥቀመለን ጊዜ ኣኺሉሌ ሽዑ ፍርቂ ለይቲ ሓሊፉስ ዳርጋ ሰዓት ሓደ ቐሪቡ ኢዩ ኔሩ። ኣብ ገለ ውሑድ ግን ልሙድ ዝኾነ ናይ መጐት ትንታኔታት ጥራይ ተመርኩሰ ብዘይ ገለ ሓገዝ ነቲ ገበነኛ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልታት ክረኸቦ ምኸኣለይ እቲ ጉዳይ ብመሰረቱ ቐሊል ከም ዝነበረ ሓደ መረጋገጺ ኢየዩ። እዚ ቕትለትዚ ግን በንጻሩ ኾነ ኢልካ ዝተፈጸመ ኾይኑ እቲ ቐታሊ ኣብቲ ቦታ ኸም ዝደንጐየ ኣብ ምሉእ ምድሪ ቤት ናይቲ ገዛ ኻብ ዝነበረ ኣሰሩ ኸፍለጥ ተኻኢሌ። እቲ ጽሑፍ ኣብ መንደቕ ምስ ተረኸበ ኸኣ ዝያዳ ኣብ ሓሳበይ ጸኒዐ። ምልክት ናይ ጐነጽ ስለ ዘይነበረ እቲ ኣብ ምድሪ ቤት ፈሲሱ ዝነበረ ደም እቲ ቐታሊ ስምዒቱ ምስ ተቐስቀሰ ብረስኒ ኻብ ኣፍንጫኡ ኸም ዝፈሰሰ ድሮ ኣብ መደምደምታ በጺሐ እየ። ድሕሪኡ መፍትሕ ናይቲ ምስጢር ኣብ ኢደይ ከም ዝሓዝኩዎ ዝተርፈኒ ነገር እንተልዩ ኸኣ ነቲ ቐታሊ ኣብ ሦጽጽረይ ምእታው ጥራይ ምኻኑ ፈሊጠ እዚ ኸምዚ ኢሉ ኸሎ ግን ምስ ድረበር ናብቲ ገዛ ዝኣተወ ሰብ እቲ ዘዋራይ ሰርገላ ባዕሉምበር ካልእ ሰብ ከም ዘይኮነ ድሮ ተረዲአለኹ። ምኸንያቱ እቲ ኣብ ጽርግያ ዝነበረ ኣሰር ሰረገላ እቲ ፈረስ ብዘይ ሓለዋ ተሪፉ ኸም ዝነበረ ኢዩ ዘርእየካ። ክሲ ናይ ዝኾነ ሰብ ዝፍለጥ ድማ ብምስ ጢር ኣብ ኦም ብዝተጠቅዐ ምልክታ ኢዩ ኔሩ። ብድሕርዚ ሬሳኡ ኣብ ሰረገላ ተጻዒኑ ብቕድሚ ገዛ መወትቲ ኸም ዝሓልፍ ድሕሪ ምግባር ኣብ ኣፍ ልቡ ሽኻል ኣትዩዎ ኣብ ወሰን ጐደና ራትክሊፍ ኣብ ሓደ ገድጓድ ተደር ብዩ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Comments:


memezon

Download options | Convert to Pdf | Book of the day

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact